Skip to main content

The Secret of True Life / Tigrigna

Page 1

መልሲ ሕቶታት ህይወት ምድላይ?

ምስጢር

ሓቀኛ ህይወት

ብዛዕባ መፃኢኻ እርግፀኛ ዲኻ?

ምስጢር

ንኹሉ ነገር፣ ብፀሎትን ልመናን ንእግዚኣብሄር ኣቕርቡ እምበር፣ ብሓደኳ ኣይትጨነቑ። እቲ ኻብ ኵሉ ምስትውዓል ንላዕሊ ዝኾነ፣ ሰላም እግዚኣብሄር ድማ፣ ንልብኹምን ሓሳብኩምን፣ ብክርስቶስ ኢየሱስ ክሕልዎ እዩ። ፊልጵስዩስ 4፡6-7

ሓቀኛ ህይወት

ናይ ሓቂ ሰላም ከመይ ይረክብ?

ዝኸበዳካ ዓቢ ፆር ኣሎ ዶ?


Turn static files into dynamic content formats.

Create a flipbook