ደገፍ ንዓኺ ነ ፍሰጾርን-ምስ ኤች ኣይ ቪ ( hi v )ትነ ብሪ ዘሎኺን ሰብ
pos i t hi vagr uppen. s e/ 3p
እዚ 3ፒ– “ Pos i t i v ePr egnanc yPeer s ” ፥ንዓኺ ምስ ኤች ኣይ ቪ ትነ ብሪ ዘሎኺ፥ኣብ ቅድሚ ጥንሲ፡ኣብ ጊዜ ጥንሲ ወይ ብድሕሪኡ ዚኸው ን ደገፍ ንምርካብ ዘድልየኪ ነ ፍሰጾር፥ንዓኺ እዚ ደገፍ’ ዚ ኣሎኪ።ከም ናትኪ ተሞኩሮ ምስ ዘሎዋ ደጋፊት ተራኸቢ።
ብዛዕባ ኤች ኣይ ቪ እናሃለወካ ምጥናስን ቆልዓ ምህላውን ኣብ ሽወደን ሕቶ ኣሎኪ’ ዶ?ብዛዕባ ጥንስኺን ምሕራስክን ዘሻቕለኪ ነ ገ ር ኣሎዶ?ብዛዕባ ዘሎኪ ኤች ኣይ ቪ ሕክምናእ ንታይ ከም ትገ ብሪ፥መዓልታዊ ህይወት ውን ከመይ ከም ዚሰርሕ ንምርዳእ፥ ወይ ውን እ ንታይ መሰላት ከም ዘሎኪ ንምፍላጥ ሓገ ዝየ ድልየ ኪዶ? ምስ ካልእ ኤች ኣይ ቪ ዘሎዋ፡ ጠኒ ሳ ዝነ በረትንቆልዓ ዝወለደትን ሰብ ክትዘራረቢ ምደሌኺ’ ዶ? ከምኡ ምስ ዚኸውን3ፒ ኣሎኪ። መን’ ያ ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል? ኵለን ምስ ኤች ኣይ ቪ ዝነ ብራ፡ ጠኒ ሰን ዘሎዋ ወይ ንኽጠንሳ ዝደልያወይ ውንሓደስቲ ሓራሳት ዝዀና፥ና ብዚ3ፒ ብምምጻእ ደገ ፍ ኪሓታ ዕዱማት እየ ን። መን’ የን ደገፍ ኪህባ ዚኽእላ? ኵለን እተን ና ትናደገ ፍ ዚህባ ሰባት፥ምስ ኤች ኣይ ቪ ዚነ ብራን፡ ናይ ገ ዛእ ርእሰንናይ ጥንስንቆልዓ ምውላድንተሞኩሮ ዘሎወንእየ ን። ኵለን ድማ ብዛዕባ ብጻያዊደገ ፍ ( peer s t öd)ናይ ምሃብ መሰረታዊ ትምህርቲ ዝተዋህበን እየ ን።
ብኸመይ ኪትግበር ይክኣል? ብመሰረት እቲ ምርጫኺ፡ምስ ሓንቲ ደጋፊት ሰበይቲ ክነ ጻምደኪ ኢና።እተን ናይ ደገ ፍኣ ንስቲ ኣብ ዝተፈላለየዕድመ ዘሎዋ ኰይነ ን፥ ካብ ዝተፈላላየሃገ ራት ዝመጻ ን ነ ንበይኑቋንቋታት ዝዛረባን እየ ን። እዘንተደጋገ ፍቲ ኣ ንስቲ፡እ ንተ ደሊኻ ብኣካል ‘ ተዘይኮነድማ ብዲጂታላዊ ኣገ ባብ ኪራኸባኻ ይኽእላ እየ ን። ኣሰኔ ናኺ፡ንኣብነ ትና ብ ቆጸራ ሓኪም ውን ምሳኺ ኪኸዳ ይኽእላ እየ ን። እዘን ተደጋገ ፍቲ ኣ ንስቲ፡ምስጢር ናይ ምሓዝ ግዴታ ኣሎወን፥ ብዛዕባኺ ውን ዝዀነነ ገ ር ምስ ካልእ ሰብ ኣይዛረባን እየ ን።
ደገፍ ምርካብ የድልየኪ’ ዶ? •ናብ ቁጽሪ0775–668333ደውሊ፥ሽዑ ቁጽሪ“ 1”ጽቐጢ።ከም ልሙ ድ ኣብ ናይ ስራሕ ዕለታት፥ካብ ሰዓት09. 00–15. 00መልሲ ንህብ ኢና። •ወይ ውን ኢመይል ናብ 3p@posi t hi v agr uppen. seልኣኽልና። •ነ ዚ ብየ ማን ዘሎ ” ኲኣርኮድ”( QRkod)ብምድህሳስ ወይ ናብ ኣድራሻኢንተርነ ትposi t hi v agr uppen. se/ 3pt i gr i nj a ኣቲኺ ነ ቲ ኦርኒ ክ ርክባት ምልእዮ።
ብዛዕባ3Pከምኡ ው ን ብኤች ኣይ ቪ ናይ ዝተለኽፉ ጕጅለን እዚ” 3P–Pos i t i v ePr e gna nc yPe e r s ”ዝተባህለ፥ሓደ ብ” ፒርስፕሮጀክት” ፡ ማለት ኣብ ሽወደን ምስ ኤች ኣይ ቪ ዝነ ብሩ ጕጅለ ሰባት ዚመሓደር፥ ብገ ንዘብ” Al l mä nnaa r v s f onde n”ዚምወል ናይ ብጻያዊደገ ፍ ፕሮጀክት እዩ ። እዚ ምስ ኤች ኣይ ቪ ዝነ ብሩ ሰባት ዝቖመ ጕጅለ’ ዚ፥ኣብ ሽወደን እቲ ዝዓበየናይ ተሓከምቲ ማሕበር እዩ ።
ስእላዊ ምውህሃድ፡ -Ha nnaBöhm