Tigrinya (ትግርኛ) - The Importance of Child Discipline and Honoring Your Parents - ኣገዳስነት ስነ-ስርዓት ህጻናት

Page 1


ኣገዳስነትስነ-

ስርዓትህጻናትን

ምኽባርወለድኻን

ንቘልዓበቲዚኸዶመገዲኣሰልጥ

እንሆውሉድውርሻእግዚኣብሄርእዮም፡ፍረማህጸንከኣዓስቡእዩ።

127፡3

እቲበትሩዚሓድግንወዱይጸልኦ፡እቲዘፍቅሮግናሓንሳብይቐጽዖ።

13፡24

ኣብፍርሃትእግዚኣብሄርድልዱልምትእምማንኣሎ፡ደቁድማመዕቆቢቦታክህ

14፡26

ንወድኻተስፋእናሃለወቀጽዖ፡ነፍስኻድማብኽያቱኣይትሕለፎ።

19፡18

ዕሽነትኣብልቢቆልዓተኣሲሩ፤በትሪመእረምታግናካብኡኣርሕቖ። ምሳሌ22፡15

ነቲሕጻንብበትሪእንተወቒዕካዮኣይመውትንእዩእሞ፡ምእራምኣይትኽልከ

ሎ።በትሪክትወቕዖ፡ንነፍሱድማካብሲኦልከተናግፋኢኻ።ምሳሌ23፡13-14

በትሪንመግናሕትንጥበብይህብ፡ንርእሱዝተገደፈሕጻንግናንኣዲኡየሕፍ

ር።ምሳሌ29፡15

ንወድኻኣርም፡ንሱድማዕረፍቲይህበካ።እወ፡ንነፍስኻባህኬብልእዩ።

29፡17

ኵሎምደቅኻድማካብእግዚኣብሄርኪምሃሩእዮም።ሰላምደቅኻዓብዪኪኸውን

54፡13

እቲንወዱዘፍቅር፡ኣብመወዳእታብእኡምእንቲኺሕጐስ፡ብዙሕግዜ

በትሪይስምዖእዩ።እቲንወዱዚቐጽዖብእኡይሕጐስ፡ኣብመንጎእቶ

ምዝፈልጦምድማይሕጐስ።ንወዱዚምህርንጸላኢየጕህዮ፡ኣብቅድሚ

ፈተውቱድማብእኡይሕጐስ።ኣቦኡእኳእንተሞተ፡ንርእሱዚመስልሓ

ዲጉእዩእሞ፡ከምዘይሞተእዩዚመስል።ብህይወትከሎርእዩብእኡተ

ሓጐሰ፡ምስሞተድማኣይሓዘነን።ኣብልዕሊጸላእቱሕነዝፈዲ፡ንኣ

ዕሩኽቱድማሕያውነትዝፈዲገዲፉሎም።እቲንወዱዝበዝሖንቑስሉይኣ ስሮ።መዓንጣኡድማኣብነፍሲወከፍኣውያትክጭነቕእዩ።ዘይተሰብረ

ፈረስርእሱይጸንዕ፡ንርእሱእተገደፈቘልዓድማብፍላጥኪኸውንእዩ ።ንውሉድካኣዘምቶ፡ንሱድማከፍርሓካ፡ተጻወተሉ፡ንሱድማከብደካ እዩ።ምስኡከይትሓዝን፡ኣብመወዳእታድማኣስናንካከይትሓርቕ፡ም ስኡኣይትስሓቕ።ኣብግዜንእስነቱሓርነትኣይትሃብዎ፡ኣብዕሽነቱ ድማኣይትጠምቱ።ብንእስነቱክሳዱሰገደሉ፡ቆልዓከሎድማብጐድኑው ቕዓዮ፡ምእንቲከይተርር፡ንዓኻከይእዘዝ፡ከምኡድማኣብልብኻሓዘ ንከየምጽኣልካ።ንወድኻቅጽዖ፡ዕዮኡውንሓዝዎ፡እቲርኹስተግባሩ ንኸይበደልካ።ሲራክ30፡1-13

ኣብታእግዚኣብሄርኣምላኽካእትህበካምድሪመዓልትኻነዊሕኪኸውን

፡ንኣቦኻንኣዴኻንኣኽብር።ዘጸኣት20፡12

ወደይንመቕጻዕቲእግዚኣብሄርኣይትንዓቕ፤ምእራሙውንኣይትደኸሙ

፡እግዚኣብሄርዘፍቅሮይእርሞ።ከምኣቦእቲዝሕጐሰሉወዲ።

3፡11-12

ምስላታትሰሎሞን።ለባምወዲንኣቦየሐጕሶ፡ዓሻወዲግናኸቢድኣዲ

10፡1

ነቲዝወለደካኣቦኻስምዓዮ፡ኣዴኻምስኣረገትኣይትንዓቕ።

23፡22

ደቀይ፡እዚቅኑዕእዩእሞ፡ንወለድኹምብጐይታተኣዘዝዎም።ንኣቦኻ ንኣዴኻንኣኽብር፤ንሳድማእታቀዳመይቲትእዛዝምስተስፋእያ፤ጽ ቡቕምእንቲኪዀነልካ፡ኣብምድሪውንነዊሕክትነብር።ኤፌሶን6፡1-3

ንኣቦኻብምሉእልብኻኣኽብሮ፡ሓዘንኣዴኻውንኣይትረስዕ።ካባታቶ ምከምዝተወለድካዘክር፤ከመይጌርካድማነቲዝገበሩልካነገርክት ፈድዮምትኽእል፧ሲራክ7፡27-28

ኣቱምደቀይ፡ኣቦኹምስምዑኒ፡ብድሕሪኡድማግበርዎ፡ምእንቲክትድሕ

ኑ።እግዚኣብሄርንኣቦኣብልዕሊውሉድኣኽቢርዎእዩ፣ስልጣንኣደኣብ

ልዕሊደቂኣጽኒዑእዩ።ንኣቡኡዘኽብርንሓጢኣቱይዕረቕ፡እቲንኣዲኡ

ዘኽብርድማከምመዝገብዝእክብእዩ።ንኣቦኡዘኽብርብደቁይሕጐስ።ጸ

ሎቱምስገበረድማይስማዕእዩ።እቲንኣቦኡዘኽብርነዊሕዕድመይረክብ ።እቲንእግዚኣብሄርዚእዘዝድማንኣዲኡመጸናንዒኪኸውንእዩ።እቲን እግዚኣብሄርዚፈርህንኣቦኡኬኽብሮእዩ፣ንወለዱውንከምንጐይቶቱኬ

ገልግልእዩ።ካባታቶምበረኸትምእንቲኺመጸካ፡ንኣቦኻንንኣዴኻንብ ቓልንብግብርንኣኽብሮ።በረኸትኣቦንቤትውሉድየጽንዕእዩእሞ።መር ገምኣደግናመሰረታትካብሱሩይምንጥሎ።ብውርደትኣቦኻኣይትኽበር።

ውርደትኣቦኻንዓኻክብሪኣይኰነን።ክብሪሰብካብክብሪኣቦኡእዩእሞ ፤ኣብውርደትዘለዋኣደድማንውሉዳትጸርፊእያ።ወደይንኣቦኻኣብዕድ

ሚኡሓግዞ፡ብህይወትክሳብዘሎድማኣይትሕዘኖ።ምስትውዓልኡእንተጠ

ፊኡድማትዕገስሉ፤ብሙሉእሓይልኻምስኮንካድማኣይትንዓቖ።ረድኤት ኣቦኻኣይኪርሳዕንእዩእሞ፡ኣብክንዲሓጢኣትኪሃንጸካእዩዚውሰኽ። ብመዓልቲጸበባኻክዝከርእዩ።ሓጢኣትካውንከምቲበረድኣብጽቡቕውዑ ይኩነታትኣየርክፈስስእዩ።እቲንኣቦኡዝሐድግከምጸራፊእዩ፤እቲን ኣዲኡዘቘጥዐድማርጉምእዩ፡ካብኣምላኽ።ሲራክ3፡1-16

ደቅናእንተድኣኣግሳጽናዮምሕጂክበኽዩእዮምግንኣብመጻኢ

ክሕጎሱእዮም።ደቅናእንተዘይኣግሲጽናዮምሕጂክሕጎሱእዮም

ኣብመጻኢግንክበኽዩእዮም።

ህጻናትመጻኢሃገርናእዮም።ብዘይስነ-

ንመጻኢሃገርናእንታይይኸውን?

ኩሉእቲሕማቕልምድታትሓደዓቢሰብ፡እቲቆልዓጥራይከሎዘይ ተኣረመወይዘይተግሳጸእዩ።ንኣምላኽዝፈርሁንዘፍቅሩንዝእ

ዘዙንቆልዑከነዕቢኣለና።

ቁራጽህያውጭቃወሲደ።

ቀስኢሉድማካብመዓልቲናብመዓልቲኣቖመ። ዓመታትምስሓለፈከምብሓድሽመጺአ። ዝጠመትክዎሰብእዩነይሩ።

ንሱጌናእቲናይመጀመርታጦብላሕታተኸዲኑ።

ድሕሪሕጂድማፈጺመክቕይሮኣይክእልንእየ።

Turn static files into dynamic content formats.

Create a flipbook
Issuu converts static files into: digital portfolios, online yearbooks, online catalogs, digital photo albums and more. Sign up and create your flipbook.