Tigrinya - The First Epistle of John

Page 1


ዮሓንስ

ምዕራፍ1

1እቲካብመጀመርታዝነበረ፡ዝሰማዕናዮ፡ ብዓይንና ዝረኣናዮ፡ ዝረኣናዮ፡ ኣእዳውናውንዝሓዝናዮ፡ካብቃልህይወት።

2(እታሕይወትተራእያእያእሞ፡ርኢናያ፡ ክንምስክር፡ነታምስኣቦዝነበረትን ዝተገልጸትናንናይዘለኣለምህይወትድማ ንነግረኩምኣሎና።)

3ንስኻትኩምውንምሳናሕብረትምእንቲ ኽትህልወኩም፡እቲዝረኣናዮንዝሰማዕናዮን ንነግረኩምኣሎና፡ብሓቂሕብረትናምስ ኣቦንምስወዱየሱስክርስቶስንእዩ።

4ሓጐስኩምምእንቲኺመልእ፡እዚ ንጽሕፈልኩምኣሎና።

5እምበኣር፡ኣምላኽብርሃንእዩ፡ኣብኡውን ጸልማትከምዘየለ፡ብዛዕባኡዝሰማዕናዮን እንነግረኩምንመልእኽቲእዚእዩ።

6ምስኡሕብረትኣሎናእንተኢልና፡ኣብ ጸልማትውንእንተተመላለስና፡ንሓሶት እምበር፡ሓቂኣይንገብርንኢና።

7ከምቲንሱኣብብርሃንዘሎብብርሃንእንተ ተመላለስናግና፡ኣብነንሕድሕድናሕብረት ኣሎና፡ደምየሱስክርስቶስወዱድማካብኵሉ ሓጢኣትየንጽሓና።

8ሓጢኣትየብልናንእንተበልና፡ንርእስና ነታልል፡እታሓቂድማኣባናየላን።

9ሓጢኣትናእንተተናዘዝና፡ሓጢኣትናይቕረ ኺገብረልና፡ካብኵሉዓመጽኬንጽሓናድማ እሙንንጻድቕንእዩ።

10ሓጢኣትኣይገበርናንእንተበልና፡ሓሳዊ ንገብሮ፡ቃሉውንኣባናየልቦን።

ምዕራፍ2

1ደቀይ፡ሓጢኣትከይትገብሩ፡እዚ እጽሕፈልኩምኣሎኹ።ሓደእኳሓጢኣትእንተ ዀይኑ፡ኣብቅድሚኣቦጠበቓኣሎና፡ንሱ ጻድቕኢየሱስክርስቶስእዩ።

2ንሱድማመተዓረቒሓጢኣትናእዩ፡ስለ ሓጢኣትብዘላዓለምእውንእምበር፡ስለ ሓጢኣትናጥራይኣይኰነን።

3ትእዛዛቱእንተሓሊናድማ፡ከምእንፈልጦ በዚንፈልጥኢና።

4ኣነእፈልጦእየዝብልትእዛዛቱውን

ዘይሕሉ፡ሓሳዊእዩ፡ሓቂውንኣብኡየላን።

5ቃሉዚሕሉግና፡ፍቕሪኣምላኽብሓቂኣብኡ ትፍጸም፡ኣብኡኸምዘለናበዚንፈልጥኢና።

6እቲኣብኡይነብርኣሎኹዚብል፡ከምቲ ዚመላለስ፡ከምኡኺመላለስይግብኦ።

7ኣሕዋተየ፡ካብመጀመርታዝነበረኩም

9

10እቲንሓዉዘፍቅርኣብብርሃንይጸንሕ፣ ብእኡመዓንቀፊየልቦን።

11እቲንሓዉዚጸልእግናኣብጸልማትእዩ ዘሎ፡ኣብጸልማትውንይመላለስ፡ናበይከም ዚኸይድግናኣይፈልጥንእዩ፡ምኽንያቱእቲ ጸልማትኣዒንቱኣዕዊሩእዩ።

12ኣቱምደቀይ፡ምእንቲስሙሓጢኣትኩም ተሓዲጉልኩምስለዘሎ፡እጽሕፈልኩም ኣለኹ።

13ኣቱምኣቦታት፡ነቲዘሎካብመጀመርታስለ ዝፈለጥኩምዎእየዝጽሕፈልኩምዘለኹ። ኣቱምመንእሰያት፡ነቲእኩይስለ ዝሰዓርኩሞእየዝጽሕፈልኩምዘለኹ።ኣቱም ደቀይ፡ንኣቦስለዝፈለጥኩምዎእየ

15ንዓለምንነቲኣብዓለምዘሎን ኣይትፍቀር።ሓደሰብንዓለምዘፍቅራእንተ ዀይኑ፡ፍቕሪኣቦኣብኡየላን።

16ኣብዓለምዘሎዅሉ፡ትምኒትስጋንትምኒት ኣዒንቲንትዕቢትህይወትንካብኣቦ ኣይኰነንእምበር፡ካብዓለምእዩ።

17ዓለምንትምኒታታንትሓልፍእያ፡እቲ ፍቓድኣምላኽዚገብርግናንዘለኣለም ይነብር።

18ደቀይ፡እታናይመወዳእታግዜእያ፡ጸረ ክርስቶስከምዚመጽእከምዝሰማዕኩም፡ ሕጂውንብዙሓትጸረክርስቶስኣለዉ።በዚ ድማናይመወዳእታግዜምዃኑንፈልጥ።

19ካባናወጹ፡ካባናግናኣይነበሩን።ካባና እንተዝዀኑስ፡ምሳናምጸንሑነይሮም፡ ግናኸኵላትናኸምዘይኰኑምእንቲኺግለጹ ወጹ።

20ንስኻትኩምግናካብቅዱስቅብኣት ኣሎኩም፣ንዅሉድማትፈልጡኢኹም።

21

ንሓቂስለዘይፈለጥኩምኣይኰንኩን ዝጸሓፍኩልኩም፣ሓሶትውንካብሓቂስለ ዘይኰነንስለእትፈልጥዋ።

22ብዘይካእቲየሱስክርስቶስምዃኑዚኽሕድ ሓሳዊመንኣሎ፧ንኣቦንወድንዝኽሕድጸረ ክርስቶስእዩ።

23ንወዲዚኽሕድዘበለዅሉ፡ኣቦየብሉን፡ እቲንወዲዚኣምንግና፡ኣቦእውንኣለዎ።

26ብዛዕባእቶምዚስሕቱኹምእዚጽሒፈልኩም ኣለኹ።

27እቲኻብኡእተቐበልኩምዎቅብኣትግና ኣባኻትኩምይነብርኣሎ፣ሓደእኳ ኪምህረኩምኣየድልየኩምንእዩ፣ግናኸ ከምቲእቲቅብኣትብዛዕባዅሉዚምህረኩም፣ ሓቂውንእዩ፣ሓሶትውንኣይኰነን፣ከምቲ ዝመሃሮውንንስኻትኩምኣብኡክትጸንዑ ኢኹም።

28ሕጂድማኣቱምደቀይ፡ኣብኡጽንዑ።ንሱ ምስተገልጸ፡ምትእምማንክህልወና፡ኣብ ምምጻኡድማኣብቅድሚኡከይንሓፍር።

29ንሱጻድቕምዃኑእንተፈሊጥኩም፡ጽድቂ ዚገብርዘበለዅሉካብኡከምእተወልደ ትፈልጡኢኹም።

ምዕራፍ3

1እንሆ፡ደቂኣምላኽምእንቲክንብሃል፡ ኣቦከመይዝበለፍቕሪሂቡናእዩ፡ስለዚ ዓለምስለዘይፈለጠቶኣይትፈልጠናንእያ።

2ፍቁራተይ፡ሕጂደቂኣምላኽኢና፡እንታይ ከምእንኸውንገናኣይተራእየናን፡ንሱምስ ተራእየ፡ንሕናውንንዕኡከምእንመስል ንፈልጥኢና።ከምዘለዎክንርእዮኢናእሞ።

3እዚተስፋእዚዘለዎዘበለዅሉ፡ከምቲ ንጹህዝዀነ፡ንርእሱይንጽህ።

4ሓጢኣትዝፍጽምዘበለንሕጊይጥሕስእዩ እሞ፡ሓጢኣትምጥሓስሕጊእዩ።

5ሓጢኣትናኼርሕቕከምእተገልጸድማ ትፈልጡኢኹም።ኣብኡድማሓጢኣትየልቦን።

6ኣብኡዚነብርዘበለሓጢኣትኣይገብርን እዩ፣ሓጢኣትዚገብርዘበለኣይረኣዮን ኣይፈለጦን።

7ደቀይ፡ሓደእኳኣየስሕተኩም፡እቲጽድቂ ዚገብርከምቲንሱጻድቕዝዀነ፡ጻድቕእዩ።

8ሓጢኣትዚገብርካብድያብሎስእዩ። ድያብሎስካብመጀመርታሓጢኣትይገብርእዩ እሞ።ወዲኣምላኽንግብሪድያብሎስምእንቲ ኼጥፍእ፡በዚምኽንያትእዚእዩተገሊጹ።

9ካብኣምላኽእተወልደዘበለሓጢኣት ኣይገብርንእዩ።ዘርኡኣብኡይነብርኣሎ እሞ፡ካብኣምላኽስለእተወልደ፡ሓጢኣት ኪገብርኣይክእልንእዩ።

10ደቂኣምላኽንደቂድያብሎስንበዚ ይግለጹ፡ጽድቂዘይገብርዘበለኻብኣምላኽ ኣይኰነን፡እቲንሓዉዘየፍቅርውን ኣይኰነን።

11ንሓድሕድናክንፋቐር፡ካብመጀመርታ ዝሰማዕኩምዎመልእኽቲእዚእዩ።

12ከምቲቃኤልእቲኻብቲእኩይዝዀነንንሓዉ ዝቐተለንኣይኰነን።ስለምንታይከቀተሎ፧ ምኽንያቱናቱግብሪክፉእ፡ናይሓዉድማ ጻድቕስለዝነበረ።

13ኣሕዋተየ፡ዓለምእንተጸሊኣኩም ኣይትገረሙ።

14ንኣሕዋትስለእነፍቅሮም፡ካብሞትናብ ህይወትከምዝሓለፍናንፈልጥኢና።እቲ ንሓዉዘየፍቅርኣብሞትይነብር።

15ንሓዉዚጸልእዘበለቐታሊእዩ፣ቀታሊ

17

ዘድልዮርእዩ፡መዓንጣኡርህራሄኡዚዓጽዎ ግና፡ከመይጌራእያፍቕሪኣምላኽኣብኡ ትነብር፧

18ደቀይ፡ብቓልንብቛንቋንኣይንፋቐር። ብግብርንብሓቅንግን።

19በዚድማካብሓቂምዃንናንፈልጥ፡ንልብና ድማኣብቅድሚኡከነረጋግጾኢና።

20ልብናእንተፈረደና፡ኣምላኽካብልብና ይዓቢ፡ንዅሉውንይፈልጥእዩ።

21ፍቁራተይ፡ልብናእንተዘይፈረደና፡ኣብ ኣምላኽእምነትኣሎና።

22ትእዛዛቱስለእንሕሉንኣብቅድሚኡባህ ዜብልነገርስለእንገብርን፡ዝለመንናዮ ዘበለኻብኡንቕበል።

23ትእዛዙድማእዚእዩ፡ከምቲንሱዝኣዘዘና ብስምወዱየሱስክርስቶስክንኣምን፡ ንሓድሕድናውንክንፋቐር።

24ትእዛዛቱዚሕሉድማኣብኡይነብር፡ ንሱውንኣብኡይነብር።በቲዝሃበናመንፈስ ድማኣባናከምዝጸንሕበዚንፈልጥኢና። ምዕራፍ4

1ፍቁራተይ፡ብዙሓትናይሓሶትነብያትናብ ዓለምወጺኦምኣለዉእሞ፡ነቶምመናፍስቲ ካብኣምላኽእንተዀይኖምፈትኑእምበር፡ ንመንፈስዘበለኣይትእመን።

2ንመንፈስኣምላኽበዚፍለጥዎ፡የሱስ ክርስቶስብስጋከምዝመጸዚእመንመንፈስ ዘበለዅሉካብኣምላኽእዩ።

3የሱስክርስቶስብስጋከምዝመጸዘይናዘዝ መንፈስዘበለዅሉኸኣካብኣምላኽ ኣይኰነን፡እዚኸኣእቲኪመጽእምዃኑ ዝሰማዕኩምዎመንፈስጸረክርስቶስእዩ። ሕጂእውንእንተኾነድሮኣብዓለምኣሎ። 4ኣቱምደቀይ፡እቲኣባኻትኩምዘሎ፡ካብቲ ኣብዓለምዘሎይዓቢእሞ፡ካብኣምላኽ ኢኹም፡ስዒርኩምውንኢኹም።

5ንሳቶምካብዓለምእዮም፡ስለዚብዛዕባ ዓለምይዛረቡ፡ዓለምውንትሰምዖም።

6ንሕናካብኣምላኽኢና፡እቲንኣምላኽ ዚፈልጥይሰምዓና።እቲካብኣምላኽዘይኰነ ኣይሰምዓናንእዩ።ብመንፈስሓቂ፡መንፈስ ስሕተትድማበዚንፈልጦኢና።

7ፍቁራተይ፡ፍቕሪካብኣምላኽእያእሞ፡ ንሓድሕድናንፋቐር።ዘፍቅርዘበለዅሉድማ ካብኣምላኽተወሊዱንኣምላኽይፈልጦእዩ።

8ዘየፍቅርንኣምላኽኣይፈልጦንእዩ።

11ኣቱምፍቁራተይ፡ኣምላኽከምኡእንተ ኣፍቀረና፡ ንሓድሕድናውንክንፋቐር ይግብኣና።

12ንኣምላኽዝረኣዮሓደእኳየልቦን። ንሓድሕድናእንተተፋቐርና፡ኣምላኽኣባና ይነብር፡ፍቕሩድማኣባናፍጽምቲእያ።

13ንሱኻብመንፈሱስለዝሃበና፡ንሕናኣብኡ ከምእንነብር፡ንሱውንኣባናከምእንነብር በዚንፈልጥኢና።

14ኣቦንወዲመድሓኒዓለምኪኸውንከም ዝለኣኾርኢናዮንንመስክርንኢና።

15የሱስወዲኣምላኽምዃኑዚእመንዘበለ ዅሉ፡ኣምላኽኣብኡይነብር፡ንሱውንኣብ ኣምላኽይነብር።

16ነታኣምላኽንዓናዘለዎፍቕሪፈሊጥና ኣሚንናያኢና።ኣምላኽፍቕሪእዩ፤እቲ ብፍቕሪዚነብርድማኣብኣምላኽይነብር፡ ኣምላኽውንኣብኡይነብር።

17ከምቲንሱዘለዎ፡ንሕናውንኣብዛዓለም

እዚኣኢናእሞ፡ብመዓልቲፍርዲትብዓት ምእንቲኽንረክብ፡በዚፍቕርናፍጽምቲ እያ።

18ኣብፍቕሪፍርሒየልቦን።ፍጽምቲፍቕሪ ግናንፍርሃትትድርብዮ፡ፍርሒስቓይኣለዎ እሞ።እቲዚፈርህብፍቕሪፍጹምኣይኰነን።

19ቅድምስለዘፍቀረና፡ንሕናንፈትዎኢና።

20ሓደሰብ፡ንኣምላኽእፈቱ፡ንሓዉውን እንተጸሊእዎ፡ሓሳዊእዩእሞ፡እቲነቲ ዝረኣዮሓዉዘይፈትዎ፡ነቲዘይረኣዮ

ኣምላኽከመይገይሩኼፍቅሮይኽእል፧ 21እቲንኣምላኽዜፍቅርንሓዉእውን ከፍቅሮ፡እዚትእዛዝእዚኻብኡረኺብናዮ ኣሎና።

ምዕራፍ5

1የሱስክርስቶስምዃኑዚኣምንዘበለዅሉ ካብኣምላኽእዩተወሊዱ፡ነቲዝወለደ

ዘፍቅርዘበለድማነቲካብኡዝተወልደ የፍቅሮ።

2ንኣምላኽምስእነፍቅርንትእዛዛቱምስ እንሕልውን፡ንደቂኣምላኽከምእነፍቅሮም በዚንፈልጥኢና።

3ትእዛዛቱምሕላው፡ፍቕሪኣምላኽእዚ እያ፡ትእዛዛቱግናኸቢድኣይኰነን።

4ካብኣምላኽእተወልደዘበለንዓለም ይስዕራእሞ፡ንዓለምእትስዕራዓወትእዚኣ እያ፡እምነትናእያ።

5እቲየሱስወዲኣምላኽምዃኑዚኣምን እምበር፡ንዓለምዚስዕራመንእዩ፧

6እቲብማይንብደምንዝመጸ፡የሱስ ክርስቶስእዚእዩ።ብማይጥራይዘይኮነስ ብማይንደምንእዩ።መንፈስሓቂእዩእሞ፡ እቲዚምስክርመንፈስእዩ።

7ኣብሰማይዚምስክሩሰለስተእዮምእሞ፡ ኣቦንቃልንመንፈስቅዱስንእዮም፡እዚኦም ሰለስተድማሓደእዮም።

8ኣብምድሪዚምስክሩሰለስተእዮም፣ መንፈስንማይንደምን፣እዞምሰለስተድማ ኣብሓደይሰማምዑ።

9

ሓሳዊገበሮ።ነቲኣምላኽብዛዕባወዱዝሃቦ ምስክርስለዘይኣምንእዩ።

11

ኣምላኽናይዘለኣለምህይወትከም ዝሃበና፡እዛህይወትእዚኣድማኣብወዱከም ዘላ፡ምስክርእዚእዩ።

12እቲወዲዘለዎህይወትኣላቶ።ወዲኣምላኽ ዘይብሉድማህይወትየብላን።

13

ነቶምብስምወዲኣምላኽእትኣምኑእዚ ጽሒፈኩምኣለኹ።ናይዘለኣለምህይወትከም ዘለኩምምእንቲኽትፈልጡ፡ብስምወዲ ኣምላኽውንምእንቲኽትኣምኑ።

14ብእኡዘሎናእምነትእዚእዩ፡ከምፍቓዱ እንተለመንናዮ፡ንሱኸምዚሰምዓናእዩ። 15

18ካብኣምላኽእተወልደዘበለሓጢኣትከም ዘይገብርንፈልጥኢና።እቲካብኣምላኽ ዝተወልደግናንርእሱይሕሉ፡እቲእኩይግና ኣይትንክፎንእዩ።

19ንሕናድማካብኣምላኽምዃንና፡ብዘላ ዓለምድማኣብክፍኣትከምእትድቅስንፈልጥ ኢና።

20ወዲኣምላኽከምዝመጸንምስትውዓልከም ዝሃበናንከኣንፈልጥኢና፣ነቲሓቀኛ ምእንቲኽንፈልጦ፡ኣብቲሓቀኛውንኣብወዱ የሱስክርስቶስከምዘለናእዩ።እዚእዩእቲ ሓቀኛኣምላኽ፡ናይዘለኣለምህይወትድማ።

21ደቀይ፡ካብጣኦታትሓልዉ።ኣሜን።

Turn static files into dynamic content formats.

Create a flipbook
Issuu converts static files into: digital portfolios, online yearbooks, online catalogs, digital photo albums and more. Sign up and create your flipbook.