
ኣብታእግዚኣብሄርኣምላኽካእትህበካምድሪመዓልትኻምእንቲኺነውሕ፡ ንኣቦኻንኣዴኻንኣኽብር።ዘጸኣት20፡12
ወደይንመቕጻዕቲእግዚኣብሄርኣይትንዓቕ።ምእራሙውንኣይትደኸሙ ፡ እግዚኣብሄርንዘፍቅሮይእርሞ።ከምኣቦእቲዝሕጐሰሉወዲ።ምሳሌ3፡11-12 ምስላታትሰሎሞን።ለባምወዲንኣቦየሐጕሶ፡ዓሻወዲግናኸቢድኣዲኡ እዩ።ምሳሌ10፡1
ነቲዝወለደካኣቦኻስምዓዮ፡ኣዴኻምስኣረገትኣይትንዓቕ።ምሳሌ23፡22
ደቀይ፡እዚቅኑዕእዩእሞ፡ንወለድኹምብጐይታተኣዘዝዎም።ንኣቦኻን ኣዴኻንኣኽብር፤(እዚኣእታቀዳመይቲትእዛዝምስተስፋእያ፤)ጽቡቕ ምእንቲኪኸውን፡ኣብምድሪውንነዊሕክትነብር።ኤፌሶን6፡1-3 ንኣቦኻብምሉእልብኻኣኽብሮ፡ሓዘንኣዴኻውንኣይትረስዕ።ካብኦምከም ዝተወለድካዘክር፤ከመይጌርካድማነቲዝገበሩልካነገርክትፈድዮም ትኽእል፧መክብብ7፡27-28
መክብብ3፡1-16
1ኣቱምደቀይ፡ኣቦኹምስምዑኒ፡ብድሕሪኡድማግበርዎ፡ምእንቲ ክትድሕኑ።
2እግዚኣብሄርንኣቦኣብልዕሊውሉድኣኽቢርዎእዩ፣ንስልጣንኣደኣብ ልዕሊኣወዳትኣጽኒዑእዩ።
3ንኣቦኡዘኽብር፡ንሓጢኣቱይዕረቕ።
4እቲንኣዲኡዜኽብርከኣከምመዝገብዚእክብእዩ።
5ንኣቦኡዘኽብርብደቁይሕጐስ።ጸሎቱምስገበረድማይስማዕእዩ።
6እቲንኣቦኡዘኽብርነዊሕዕድመይረክብ።እቲንእግዚኣብሄርዚእዘዝድማ ንኣዲኡመጸናንዒኪኸውንእዩ።
7እቲንእግዚኣብሄርዚፈርህንኣቦኡኬኽብሮእዩ፣ንወለዱውንከም ንጐይቶቱኬገልግልእዩ።
8ካባታቶምበረኸትምእንቲኺመጸካ፡ንኣቦኻንንኣዴኻንብቓልንብግብርን ኣኽብሮ።
9በረኸትኣቦንኣባይቲውሉድየጽንዓ።መርገምኣደግናመሰረታትካብሱሩ ይምንጥሎ።
10ብውርደትኣቦኻኣይትኽበር።ውርደትኣቦኻንዓኻክብሪኣይኰነን።
11ክብሪሰብካብክብሪኣቦኡእዩእሞ።ኣብውርደትዘለዋኣደድማንውሉዳት ጸርፊእያ።
12ወደይ፡ንኣቦኻኣብዕድሚኡሓግዞ፡ብህይወትክሳዕዘሎውንኣይትሕዘኖ።
13ኣእምሮኡእንተጠፍአ፡ትዕገስሉ።ብሙሉእሓይልኻምስኮንካድማ ኣይትንዓቖ።
14ረድኤትኣቦኻኣይኪርሳዕንእዩ፣ኣብክንዲሓጢኣትከኣንኺሃንጸካእዩ ዚውሰኽ።
15ብመዓልቲጸበባኻኪዝከርእዩ።ሓጢኣትካውንከምቲበረድኣብጽቡቕ ውዑይኩነታትኣየርክፈስስእዩ።
16እቲንኣቦኡዚሐድግከምጸራፊእዩ።እቲንኣዲኡዘቘጥዐድማርጉምእዩ፡ ካብኣምላኽ።